Discussion with Tigrean Activists on Recent Leadership Reshufle of TPLF [Video]

admin

Awramba Times is a US based online journal providing up-to-date news and analysis about Ethiopia email us: editor@awrambatimes.com

You may also like...

2 Responses

  1. ሰላም ዳዊት ከመይ ትኸውን ኣለኻ በዓል ዋና ኣውራእምባታይምስ መቸም ናይ ወድሰብ ቀንዲ ነገር ሰላምን ጥዕናን እዩ ‘ሞ ብቐዳምነት ንዓኻ ሓዊሱ ንደገፍትኻን መሓዙትካን ከምኡ’ኦውን ቤተሰብካ ፈጣሪ ሰላምን ጥዕናን ክዕድለካ ይምነ ። ዳዊት ትምኒተይ ኣቐዲመ ሓደ ነገር ኣብ መገሻይ ዝተዓዘብኩዎ ብጣዕሚ ንህዝቢ ትግራይ ኣሸጊሩ ዘሎ ሙሱና ዝተባሓለ ፈውሲ ዘይብሉ መንቀርሳ ህዝቢ ትግራይ ከካፍለካ ደሊየ ኣለኹ ።በወገነይ ንቡዙሕ ህዝብን መንግስትን’እውን መምሀራይ ይኸውን እዩ ኢለ እየ ዝ ኣምን ። ስለዚ ከምሐደ ናይ ህዝቢ ድምጺ ከምዃንካ መጠን ንህዝብኻ ብትኽእሎ ደገፍካ ከተበርክት ይላበወካ ። እሞ ፈቃድካ እንተኾይኑ እቲ ኢንፎርመሽን ከካፍለካ ብቀንዱ ፍቃድካ ክትበኒ ብኽብሪ ይሐተካ ።ምናልባት ኣብ ምንታይ አዩ ኢልካ ትሓትት ትኸውን ብቐንዱ ኣብ መዘጋጃቤት ወይድማ ኣብ መሬት ተንከፍ ዝግበር ዘሎ ኩነታት እየ ከካፍለክ ደሊየ ዘለኹ ።
    1. ኣብ ከተማታት ትግራይ መሬት ብመሓውር መንግስቲ ንህዝቢ ብኸመይ አዩ ዝዕደል ? ወይ ዝወሃብ ?
    2. መሬት ተንከፍ ፋይላት ናይ በዓልዋና ከመይ አዩ ዝተሓዝ ? መንከ’አዩ እንትጠፈኣ ተሓታቲ ?
    ከምዚኦም ዝበሉ ዘይምዕሩይ ኣሰራርሓ ሓውን ንሐውን ከቃትሉን ከቀራህኑን ወይድማ ከጻልኡን ዝውዕሉ ዘለዉ ኣብዙይ ሓሊፉ ሰብ ኣብ ስርሑን ኣብ ሀገሩ ልማዓት ከይውዕል ፍርቖዶ ፍርዲቤታት ክውዕል ብምግባር ቀንዲ ሕማምን ዕንቅፋትን ኮይኑ ኣንጻር ስኒትን ፍቕርን ኮይኑ ዝርከብ ዘሎ ኣብ ትግራይ ናይ መንግስቲ መሬት ዘይምዕሩይ ናይ መሬት ምሕደራ አዩ ። ስለዚ ካብ ተራ ሰራሕተኛ እስካብ ወረዳ ኣማሐዳሪ ብኸመይ ብጉቦ ከምተኣሳሰሩ ብቀሊል ብማስረጃ ኣደጊፈ ክሰደልካ ፍቃድካ ግለጸለይ ።

  2. ሰላም ዳዊት ከመይ ትኸውን ኣለኻ በዓል ዋና ኣውራእምባታይምስ መቸም ናይ ወድሰብ ቀንዲ ነገር ሰላምን ጥዕናን እዩ ‘ሞ ብቐዳምነት ንዓኻ ሓዊሱ ንደገፍትኻን መሓዙትካን ከምኡ’ኦውን ቤተሰብካ ፈጣሪ ሰላምን ጥዕናን ክዕድለካ ይምነ ። ዳዊት ትምኒተይ ኣቐዲመ ሓደ ነገር ኣብ መገሻይ ዝተዓዘብኩዎ ብጣዕሚ ንህዝቢ ትግራይ ኣሸጊሩ ዘሎ ሙሱና ዝተባሓለ ፈውሲ ዘይብሉ መንቀርሳ ህዝቢ ትግራይ ከካፍለካ ደሊየ ኣለኹ ።በወገነይ ንቡዙሕ ህዝብን መንግስትን’እውን መምሀራይ ይኸውን እዩ ኢለ እየ ዝ ኣምን ። ስለዚ ከምሐደ ናይ ህዝቢ ድምጺ ከምዃንካ መጠን ንህዝብኻ ብትኽእሎ ደገፍካ ከተበርክት ይላበወካ ። እሞ ፈቃድካ እንተኾይኑ እቲ ኢንፎርመሽን ከካፍለካ ብቀንዱ ፍቃድካ ክትበኒ ብኽብሪ ይሐተካ ።ምናልባት ኣብ ምንታይ አዩ ኢልካ ትሓትት ትኸውን ብቐንዱ ኣብ መዘጋጃቤት ወይድማ ኣብ መሬት ተንከፍ ዝግበር ዘሎ ኩነታት እየ ከካፍለክ ደሊየ ዘለኹ ።
    1. ኣብ ከተማታት ትግራይ መሬት ብመሓውር መንግስቲ ንህዝቢ ብኸመይ አዩ ዝዕደል ? ወይ ዝወሃብ ?
    2. መሬት ተንከፍ ፋይላት ናይ በዓልዋና ከመይ አዩ ዝተሓዝ ? መንከ’አዩ እንትጠፈኣ ተሓታቲ ?
    ከምዚኦም ዝበሉ ዘይምዕሩይ ኣሰራርሓ ሓውን ንሐውን ከቃትሉን ከቀራህኑን ወይድማ ከጻልኡን ዝውዕሉ ዘለዉ ኣብዙይ ሓሊፉ ሰብ ኣብ ስርሑን ኣብ ሀገሩ ልማዓት ከይውዕል ፍርቖዶ ፍርዲቤታት ክውዕል ብምግባር ቀንዲ ሕማምን ዕንቅፋትን ኮይኑ ኣንጻር ስኒትን ፍቕርን ኮይኑ ዝርከብ ዘሎ ኣብ ትግራይ ናይ መንግስቲ መሬት ዘይምዕሩይ ናይ መሬት ምሕደራ አዩ ። ስለዚ ካብ ተራ ሰራሕተኛ እስካብ ወረዳ ኣማሐዳሪ ብኸመይ ብጉቦ ከምተኣሳሰሩ ብቀሊል ብማስረጃ ኣደጊፈ ክሰደልካ ፍቃድካ ግለጸለይ ። ህዝብና ሐቢርና ካብ ጸገም ስእነትሰናይ ምምሕዳር ክነድሕኖ ሓቢርና ንቃለስ ።
    የቅንየለይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *